Description
ብሉጽ ፖስተር ካርታ ኤርትራ ብቋንቋ ትግርኛ ብኣዝዩ ብሉጽ ዲዛይነር ዝተሰርሐ። ንደቕና ሕብርታት ብቋንቋ ትግርኛ ብዝቀለለ ክንምህረሉ ዝተዳለወ እዩ።
እዚ ፖስተር ብነጻ እዩ። ኣብ ኮምፒተርና፡ ታብሌትና ወይ ሞባይልና ብምውራድ፡ ኣብ ቀረባ ቤት- ማሕተም ብምካድ ኣሕቲምና፡ ኣብ ገዛና ጠቒዕና ደቕና ክንምህረሉ ዝተሰርሐ እዩ።
ኣብ ዝተፈላለየ ዓቀን ወረቐት ከነሕትሞ ይክኣል እዩ።
Paper Size Standard international size A0, A1, A2, A3, A4
ከብሕና ጽቡቕ ናይ ትምህርቲ ግዜ ምስ ደቕኹም ይምነየልኩም!
You may also like
Save €20,00


Kebhna
መምሃሪ ቋንቋ ትግርኛ ደረጃ - ጀመርቲ | Tigrinya Course Book For Beginner
Sale price€30,00
Regular price€50,00