ከመይ ገይርና ትካል ንኸፍት ( Training and Coaching )


Price:
Sale price€500,00

Customer Reviews

Be the first to write a review
0%
(0)
0%
(0)
0%
(0)
0%
(0)
0%
(0)

Description

                          ትምህርቲ ዝጅምረሉ ዕለት  5/10/2024 

  ትካል ክትከፍቱ ሕልሚ ወይ ባሕጊ ኣለኹም'ዶ፧

እወ ተኰይኑ መልስኹም፡ እዚ ስልጠና ንዓኹም ዝተዳለወ እዩ። ሕልምኹምን ባህግኹም ክግሃድ  ምስ ትደልዩ ኣብ'ዛ ስልጠና ተሳተፉ።

ከብሕና ብዝበለጹ መምህራን፡ ካብ ትካል ከመይ ገይርካ ትከፍት፡ ወብሳይት ብነጻ ምስራሕ፡ ከምኡ ውን ክሳብ መሸጣ ትገብሩ ምሳኹም ጎንጎንኹም ይሕግዘኩም፡ ነብስኹም ክኢልኩም ባዕልኩም ትካልኩም ከተንቀሳቕሱ ይሕግዘኩም።

ንውሓት ስልጠና፣

  • ሰለስተ ወርሒ
  • ሓደ ወርሒ ትምህርቲ ብሓባር፡ ክልተ ወርሒ ትምህርትን ግብራዊ ስራሕ ብወልቒ
  • ትምህርቲ ኣብ ሰሙን ሓደ መዓልቲ 1ይ ወርሒ
  • 2ይን 3ይን  ወርሒ  ትምህርቲ ብውልቒ፡ ኣብ ሰሙን ክልተ መዓልቲ

ዋጋ ስልጠና፣

  • ጣቕላላ ዋጋ 1000 ኤሮ፡ ኣብ ክልተ ግዜ ይኽፈል
  • ክንምዝገብ ከለና 500፡ ድሕሪ ሓደ ወርሒ 500

ካብ ተሳታፊ ዝደለ፣

  • ኣፍልጦ ብዛዕባ ኮምፒተር
  • ትካል ክከፍት ድልውነት ዘለዎ
  • ናይ ምርዳእ ዓቕሚ ዘለዎ
  • ኮምፒተር ወይ ላፕቶብ ክልወኩም ኣለዎ

ኣብ'ዚ ትምህርቲ፡ ዘድሊ ብዛዕባ ትኻል ከተንቀሳቕስ ዘድልየካን፡ ክትፈልጦ ዘለካን ዝሓዘ ሃብተምን ዘበናውን ትምህርቲ እዩ ።

ሓሳብ ወይ ሕልሚ ምስ ዝህልወና፡ ብቀጥታ ናብ ግብሪ ምስ ዘይንቕይሮ ትርጉም የብሉን፡ ሰለ'ዚ ሎሚ ሓሳብና ወይ ሕልምና ናብ ግብሪ ንቀይሮ፡ ናብዚ ስልጠና ምጹ።

You may also like

Recently viewed