ትምህርቲ ቋንቋ ትግርኛ ደረጃ - ማእከላይ/ Tigrinya Course For Intermediates


Price:
Sale price€180,00

Description

                                   ትምህርቲ ዝጅምረሉ ዕለት 1/10/2024

       ትምህርቲ ቋንቋ ትግርኛ ንማእከሎት ብኣዝዩ ሰፊሕን ምዕቡልን ትሕዝቶ ዝተዳለወ፡ እዚ ደረጃ ትምህርቲ እዚ ምስ ንምሃሮ፡ ኣብ ቋንቋ ትግርኛ ንክንዛረብ፡ ክንጽሕፍ ፡ ክንሰምዕ ከምኡ 'ውን ከነንብብ ጸገም ኣይኽህልወናን እዩ፡ ቋንቋ ትግርኛ ንማእከላይ ዘይተማህረ፥ ቋንቋ ትግርኛ ተማሂረ ወይ ይፈልጥ እየ ክትብል ከቢድ እዩ።


ትሕዝቶ ትምህርቲ

  • መሰረታዊ ሰዋስው ትግርኛ
  • ባህሊ
  • ዓበይቲ ጽሑፋት ምንባብን ምጽሓፍን
  • ትርጉም ኣገደስቲ ቃላት
  • ቅኑዕ ኣጸሓሕፋ ቋንቋ ትግርኛ ብሓጺርን ነዊሕን ወ፡ዘ፡ተ …


ውጥን ትምህርቲ

  • ሽዱሽተ ወርሒ
  • ኣብ ሰሙን ክልተ ግዜ
  • ኣብ መዓልቲ ሰዓትን ርብዕን


ክፍሊ

  • ንወርሒ €60
  • ንውሓት ትምህርቲ 6 ወርሒ ይወስድ
  • ብክልተ ኣቈጻጽራ ሰዓታት  ንምህር ( ብናይ ኒውዮርክ ኣመሪካን በርሊን ጀርመንን )
  • ኣብ ክልተ ግዜ ይኽፈል፡ ኣብ ምዝገባ ከምኡ'ውን  ኣብ ፍርቂ  ትምህርቲ 


መተሓሳሰቢ፤

ቅድሚ ምምዝጋብና፡ ደቕና ክንምዝግብ ከለና፡ ነዚ ደረጃ ትምህርቲ ብቅዓት ከምዘለዎም ከነረጋግጽ ኣለና፡ ዝዀነ ምክሪ ተደሊኹም፡ ክትረክቡና ብትሕትና ንሓትት።

ቅድሚ ሕጂ ምሳና ተማሂሮም ምስክር ወረቀት ዝሃብናዮም ተማሃሮና፡ ነዚ ጀረጃ ትምህርቲ ክምሃርዎ ብቕዓት ከምዘለዎም ከነረጋግጸልኹም ንፈቱ።

ደቕና ቋንቋ ትግርኛ ክምሃሩን ክመልኹን ዕድልን ንሃቦም።

You may also like

Recently viewed