መባእታዊ ትምህርቲ ኮምፒተር / Basic Computer Course


Price:
Sale price€150,00

Customer Reviews

Be the first to write a review
0%
(0)
0%
(0)
0%
(0)
0%
(0)
0%
(0)

Description

ትምህርቲ ዝጅምረሉ ዕለት 1/10/2024 

   ዘለናዮ ዘበን ዘበን-ቴክኖሎጂ እዩ ስለ'ዝኾነ ክኣ መዓልታዊ ንጥፈታትና፡ ኣብ ስራሕና ከምኡ' ውን ፕሮፈሽናል ስርሓት ብሓገዝ ኮምፒተር ኢና ነሳልጥ፡ ግቡእ ዝኰነ  ኣፍልጦ ብዛዕባ ኮምፒተር ምስዘይህልወና፡ መዓልታዊ ንጥፈታት ናይ ገዛና ፡  ኣብ ስራሕና ከምኡ'ውን ፕሮፈሽናል ስርሓትን ኣብ ንሰርሓሉ ኣዚና ኢና ንጽገም፡ ኮምፒተር ብግቡእ ክንጠቀም፡ ግቡእ ዝኰነ ኣፍልጦ ብዛዕባ ኮምፒተር ክህልወና ኣለዎ።

ኣብ መዓልታዊ ንጥፈታትና፡ ኣብ ስራሕና ከምኡ'ውን ፕሮፈሽናል ስራሕ ኣብ ንሰርሓሉ ኮምፒትር ብዘይጸገም ክንጥቀም እንተኰይንና፡ እዚ ትምህርቲ ብጣዕሚ  ኣገዳሲት እዩ።


 ትምህርቲ ኮምፒተር ንጀመርቲ ብትሕዝትኦ ዝሃብተመን ዘበናውን እዩ፡ ካብ መሰረታዊ ብዛዕባ ኮምፒተር ጀሚርና ኣዚና እናዓሞቅና ብምካድ፡ ኩሉ ክፍትፈልጥዎ ዝግብኣኹም ብዛዕባ ኮምፒተር ንምህረኹም።

ትምህርቲ ብርሕቀት እዩ (ኦንላይን)፡ ኣበይ ንቕመጥ ኣገዳሲ እይኰነን፡ ኣብ ገዛና ኰይንና ክንምሃር ንኽእል ኢና።


ትሕዝቶ ትምህርቲ

  • መእተዊ ኣፍልጦ ብዛዕባ ኮምፒተር
  • ክፋላት ኮምፒተር
  • ስርዓተ ኣሰራርሓ ኮምፒተር
  • ሰቲን ናይ ኮምፒተር
  •  ኣጠቃቅማ ዊንዶው ኤክስፕሎር ወይ ፊይል ማናጀር
  • ምስራሕን ምምሕዳርን ፋይልን ፎልደርን
  • ማይክሮሶፍት ኦፊሳት፤ ዎርድ፡ ኤግዘል ከምኡ ውን ፓወር -ፖይንት
  • ኣጠቃቅማ ኢመይል
  • ኢንተርነት
  • ኢንተርነት ብረውዘር
  • ኣጻዕና ሶፍትዌር ኣብ ኮምፒተርና
  • ሓቢርካ ምስራሕ ምስ ኻልእ ተጠቃሚ ኮምፒትር
  • ብቅዕቲ ኮምፒትር ብከመይ ነለልያ፡ ንኣብነት ኮምፒተር ክንዕድግ ከለና
  • ጸረ-ቫይረስ


     ውጥን ትምህርቲ

    • ንውሓት ትምህርቲ 3 ወርሒ
    • ኣብ ሰሙን ክልተ ግዜ
    • መዓልታት  ቀዳመን ሰንበትን 


     ክፍሊት

    • ዋጋ   Є50 ንወርሒ፡ ንሰለስተ ወርሒ Є150
    • ንውሓት ትምህርቲ 3 ወርሒ ይወስድ
    • ትምህርቲ ብርሕቀት እዩ ( ኢንላይን)


    ኣብ መዓልታዊ ንጥፈታትና፡ ኣብ ስራሕና ከምኡ'ውን ፕሮፈሽናል ስራሕ፡ ኣብ ንሰርሓሉ ኮምፒትር ብዘይጸገም ክንጥቀም እንተኰይንና፡ እዚ ትምህርቲ ብጣዕሚ  ኣገዳሲት እዩ።



    You may also like

    Recently viewed