ትምህርቲ VCA Basis ብትግርኛ/ VCA Basis Cursus


Price:
Sale price€560,00

Customer Reviews

Be the first to write a review
0%
(0)
0%
(0)
0%
(0)
0%
(0)
0%
(0)

Description

ትምህርቲ ዝጅምረሉ ዕለት 2/4/2024

  ኣብ ሃገረ ኔዘርላንድ ( ሆላንድ)  ንቅመጥ፡ ኣብ መብዛሕትኡ ትካላት ስራሕ ኣብ ንሓተሉ፡ VCA Diploma ኣለኻ ድዩ ዝብል ሕቶ ንሕተት ኢና፡ VCA Diploma ክንሕዝ፡ ክንመሃር ምስ ጀመርና'ውን ምስ'ቲ ክብደት ቋንቋ፡ ብተደጋጋሚ ፈተና ንተርፍ፡ ስለ'ዚ ከብሕና ናይ VCA ትምህርቲ ብቋንቋ ትግርኛ ቀሪብልና ኣሎ፡ ኣብ ከብሕና ብምምዝጋብ ንመሃር፡  ከብሕና ከብሒ ኩልና።

VCA ትምህርቲ ኣብ ከብሕና ብኣዝ'ዩ ብሉጽን ምኩርን መምህር እዩ ዝወሃብ፡ ዋጋ ውን ርትዓዊ እዩ፡ ዋጋ ርትዓዊ መግበሪና ክኣ፡ ኣብ ሃገረ ኔዘርላንድ ዝቅመጥ ሕብረተ-ሰብ ብቋንቋ ትግርኛ ክምሃሩ ዝደልዩ ክንሕግዝ ድለየት ሰለ'ዘለና እዩ፡ VCA Diploma ወሲዶም ክኣ ዝያዳ ዕድላት ናይ ስራሕ ክረንኽቡ እዩ ጻዕርናን ድልየትናን።

ትምህርቲ ብርሕቀት ብመንገዲ  ዙም እዩ።


ትሕዝቶ ትምህርቲ

  • ምሉእ ትምህርቲ ብዛዕባ VCA
  • ንፈተና ዝሕግዙ ዝተፈላለዩ ፈተና መላመድታት ብሓንሳብ ንስረሕ።
  • ኣብ ዋትሳኣብ ግሩብ ክሳብ ትሓልፍ ክትጽንበር ዕድል ትረኽብ።
  • ብመንገዲ ዋኣትሳኣብ ግሩብ ሕቶን መልስ ንለዋወጥ።
  • ኣብ ዋትሳኣብ ግሩብ  ካብ ቀዳሞት ዝነብሩ ተመሃሩ ጽሑፋት ንዓካ ክፉት ይኸወን።
  • ጐኒ ጐኒ ትምህርቲ፡ ዝተፈላለዩ ተመኹሮታታት ንለዋወጥ።


ክፍሊት

    • ንውሓት ትምህርቲ ኣርባዕተ መዓልቲ
    • ዋጋ €560 ብዘይ ግብሪ 
    • ፈተና ክልተ ግዜ ብነጻ
    • ከብሕና ፈተና ኣይሕዝን እዩ፣ ትምህርቲ ጥራይ እዩ ዝህብ።


ውጥን ትምህርቲ

  • ትምህርቲ ዝጅምረሉ ዕለት ኣብ ቀረባ ግዜ 
  • ንውሓት ትምህርቲ ሓሙሽተ መዓልቲ
  • ኣብ መዓልቲ ካብ 3-4 ሰዓታት




You may also like

Recently viewed