ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ ደረጃ - ጀመርቲ/ English Course For Beginners


Price:
Sale price€60,00

Customer Reviews

Be the first to write a review
0%
(0)
0%
(0)
0%
(0)
0%
(0)
0%
(0)

Description

      

     ኣብ ዓለም ክእለት ቋንቋ ኢንግሊዝ ክህልወካ ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ፡ ቋንቋ እንግሊዝ ኣብ ስነ-ፍልጠት፡ ጉዕዞ፡ ኮምፒተር ፡ መራከቢ ብዙሃን፡ ኢንተርነት ወ፡ዘ፡ተ … ከምኡ’ውን ዓለምለካዊ መዘራረቢ ቋንቋ እዩ። ቋንቋ እንግሊዝ ንዓናን ንደቕና እቲ ዝበለጽ ክእለት ክህልወና ዘለዎ ኢዩ፡ ክእለት ቋንቋ እንግሊዝ ምስ ዝህልወነ ኣብ ሂወተናን ሂወት ደቕና ክብጻሕ ንደልዮ ዕላማ፡ ኣብ ሓጺር ግዜ ንበጽሖ ንኽእል።

ከብሕና ምስ ብሉጻት መምሃራን ብምኳን ቋንቋ እንግሊዝ ንጀመርቲ ክንምህር ጀሚርና ኣለና፡ ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ ብርሕቀት ( ኢንላይን)  እዩ፡ ኣበይ ሃገር ንቅመጥ በዘይየገድስ ክንምሃር ንኽእል ኢና፡ ኣብ ከብሕና ብምምጻእ  ቋንቋ እንግሊዝ ንምሃር።

ከብሕና ቋንቋ እንግሊዝ ክምህር ዓለምለካዊ መለክዒ ዘለዎ ዓውደ ትምህርቲ ይጥቀም፡ ኣዝዩ ብሉጽ መጽሓፍቲ ኣለና፡ ነፍሲ ወከፍ ተማሃራይ  መጽሓፍ ካብ ከብሕና ይውሃብ።

ዕድመ ተማሃሮ ንቕበሎም ካብ 8 ንላዕሊ

 

ትሕዝቶ ትምህርቲ

  • ምጽሓፍን ምድማጽን ፊደላት ኢንግሊዝ
  • ቃላትን ምሉእ ሓሳባት ምጽሓፍን ምንባብን
  • ትርጉም ቃላትን ምሉእ ሓሳባትን ምፍላጥ
  • መሰረታዊ ሰዋስው ብግቡእ ምፍላጥ
  • ሓጸርቲ ጽሑፋት ምንባብን ምጽሓፍን
  • ድምጺ ኰነ ቪድዮ ምስማዕን ምርዳኣን
  • ዝርርብ ቋንቋ እንግሊዝ ኣብ ዝተፈላለየ እዋናት

 

ውጥን ጥምህርቲ

 

  • ንውሓት ትምህርቲ 6 ወርሒ
  • ኣብ ሰሙን ክልተ መዓልቲ 
  • ብክልተ ኣቈጻጽራ ሰዓት ንምህር ( ብናይ ኒውዮርክ ኣመሪካን በርሊን ጀርመንን)

 

ዋጋ - 60 ንወርሒ

 

 መ/ም ኣርያም - መምህር ቋንቋ ኢንግሊዝ ንጀመርቲ

 መ/ም ኣርያም ኣዝያ ምኩርቲ መምህር እያ፡ 11 ዓመታት መምህር ቋንቋ እንግሊዝ ኰይና ምሂራ፡ ምምሃር ኣዝያ ትፈቱ፡ ኣብ  ምምሃር ፍሉይ ክእለት ዘለዋ መምህር እያ።

You may also like

Recently viewed