Description
ካርድታት ፊደላት ትግርኛ ብኣዝ'ዮም ብሉጻት ዲዛይነራት ዝተዳለወ፡ ኣብ ዝበለጸ ቤት ማሕተም ዝተሓተመ እዩ፡ ድቕና ቋንቋ ትግርኛ ኣብ ንምህረሉ፡ ኣዝ'ዩ ውጺኢታዊ መታን ክኸወን ቀሊልን ዘበናውን መምሃሪ ክንጥቀም ኣገዳሲ እዩ፡ ካርድታት ፊደላት ትግርኛ ብዝቀለለ፡ እናተዘናግዑ፡ ብዘበናዊ ኣገባብ ቋንቋ ትግርኛ ክንመሃረሉ ዝተዳለወ እዩ።
ትሕዝቶ ካርድታት ፊደላት ትግርኛ
- ሓንቲ ባኾ
- 40 ካርድታት
You may also like
Save 226 kr


Kebhna
መምሃሪ ቋንቋ ትግርኛ ደረጃ - ጀመርቲ | Tigrinya Course Book For Beginner
Sale price339 kr
Regular price565 kr