ትምህርቲ ቋንቋ ትግርኛ ደረጃ - ጀመርቲ/ Tigrinya Course For Beginners


Price:
Sale price€150,00

Customer Reviews

Based on 5 reviews
100%
(5)
0%
(0)
0%
(0)
0%
(0)
0%
(0)
A
Almaz Ghida
Excellent

All the members of kebhna they are very supportive and teachers as well, the most important is son loves it. Also he is improving a lot.
Thank you.

M
Makda Gebreyesus

ትምህርቲ ቋንቋ ትግርኛ ንጀመርቲ/ Tigrinya Course For Beginners

M
Mussie Bahregasi

ብጣዕሚ ጽቡቅ

S
Saliem
Saliem

የቀንየልና! ጽቡቕ ትምህርቲ፡ ደቐይ ምጽሓፍን ምንባብን ክኢሎም፡ ኣዝዮም ንፉዓት መምሃራን።

M
Mary Redda

ጓልና ምንባብ ምጽሓፍ ክኢላ፡ ጓልና ኸኣ ፈትያቶ፡ ኣዚ'ና ሕጉሳት ኢና፡ ንፉዓት መምሃራን ኢዮም።

Description

                                       ትምህርቲ ዝጅምረሉ ዕለት 1/10/2024    

              ህንጻናት ደቕና ቋንቋ ትግርኛ መሊኾምን ክኢሎምን ንኽዓብዩ፡ ኣብ መጻኢ ሂወቶም ኣዝ'ዩ ኣገዳስነት ከም'ዘለዎ ንኹሉ ብሩህ እዩ፡፡ መጻኢ ደቅና ስለ'ዝኰኑ፡ ኩሉ እንገብሮ ወፍሪ ድማ ንደቕና ስለ'ዝኰነ ከምቲ “ቈልዓ '' ብንእሱ ቆርበት ''ብሩሑሱ” ዝተባህለ። ደቕና ብንእስነቶም ቋንቁ'ኦምን ባህሎምን እናስተማቐሩ ምእንቲ ክዓብዩ።  እቲ ውሳነ ናትና ናይ ወለዲ ኢዩ’ሞ፡ ከብሕና ድማ ትምህርቲ ቋንቋ ትግርኛ ንህጻናት ደቕና ዝኸውን ብኣዝዮም ምኩራትን ክኢላታትን መምሃራን ቀሪባ፡ ሓዱሽ ዘመናዊን ኣገባብ ኣመሃህራ ከሺና ድግዲጊታ ተዓጢቓ  ጆባእ ትብለኩም ኣላ’ሞ።  ንቐደም ንብለኩም!

እንህቦ ኣገባብ ትምርቲ ብርሕቀት፡ ማለት ብኦንላይ፡ ኣብ ገዝኦም ኰይኖም ይምሃሩ።

ዝተፈላለየ ክፍልታት ኣለና፡ ኣብ ደደረጀኦም ተመዲቦም ይምሃሩ፡ ጐኒ ጐኒ ትምህርቲ ቋንቋ ትግርኛ፡ ተመሃሮ ምስ ካልእ ተመሃሮ ካብ ምሉእ ዓለም ክራኸቡን፡ ክላለዩ ዕድል ይረኽቡ።

ትሕዝቶ ትምህርቲ

  • መሰረታዊ ምዝራብ፡ ምስማዕ፡ ምጽሓፍ፡ ምንባብ  ቋንቋ ትግርኛ ከምዝኽእሉ ምግባር
  • ምስ ምስልታታን ቅርጽታትን ፊደላት ትግርኛ ብምልላይ ህጻናት ምጽሓፍን ምንባብን ፊደላት ትግርኛ ከምዝመልኩ ምግባር።
  • ባህልን ልምድን ሕብረተ-ሰቦም ብምልላይ ብስነ-ምግባር ተዀስኲሶም ከም ዝዓብዩ ምግባር።
  • ቁጽርታትን ግዜታትን ብቋንቋ ትግርኛ

 

  • ቁጽርታትን ግዜታትን ብቋንቋ ትግርኛ
    • ምቁጻርን ምጽሓፍን ቁጽርታት
    • ኣቈጻጽራ ስዓት ብቋንቋ ትግርኛ
    • መዓልታት  
    •  ኣዋርሕ 

    • ውቕትታት 

     

     

    • መሰረታዊ ስነ-ፍልጠት
      • ሓሙሽተ ናይ ስምዒት ህዋሳት
      • ሕብርታት
      • ክፍሊ ኣካላትን ጽሬትን
      • ኣብ ከባቢና ዝርከቡ ሂወታውያንን ዘይሂወታውያንን
      • ኣስማት እንስሳታት ዘቤትን  ዝገዳምን

     

    • መሰረታዊ ጅኦግራፍ
      • ክፍሊታት ዓለም ምስ ካርታ
      • ውቅያኖሳት ምስ ካርታ
      • ሃገራት ኣፍሪቃ
      • ኤርትራ ምስ መን ትዳወብ?

     

    • ዝርርብ ቋንቋ ትግርኛ
      •  ሰላምታ 
      • ዝርርብ ኣብ ዝተፈላለየ ቦታታት ( ድዃን፡ ሕክምና ወ፡ዘ፡ተ . . .)

     

    ውጥን ትምህርቲ 

    • ንውሓት ግዜ ትምህርቲ 3 ወርሒ
    • ኣብ ሰሙን 2 መዓልቲ
    • ብክልተ ኣቈጻጽራ ሰዓት ንምህር ( ብናይ ኒውዮርክ ኣመሪካን በርሊን ጀርመንን ኣቈጻጽራ ሰዓት) 
    • ኣብ ደደረጅኦም ክፍሊ ተመዲቦም ይምሃሩ።

     

    ክፍሊት መምሃሪ

    •   ዋጋ ንወርሒ €50 ፡ ንሰለስተ ወርሒ €150
    • ሕሳብ ኣብ ግዜ ምዝገባ ይኽፈል

     

    ከብሕና ብሉጽ ትምህርቲ ቋንቋ ትግርኛ ንደቕና ቀሪቡ ስለዘሎ፡ ወለዲ ድማ ብግዴና ንደቅና ቋንቋ መሊኾም ንክዓብዩ ዕድል ትምህርቲ ንሃቦም ።
     

     

     


     

     


     

     

    You may also like

    Recently viewed