ትምህርቲ ቋንቋ ትግርኛ | Tigrinya Language Course
በከብሕና ዝወሃቡ ሰለስተ ደረጃታት ትምህርቲ ቋንቋ ትግርኛ፡ ክትምዝገቡ ክትመሃሩ ወይ ደቕኩም ከተምህሩ ምስ ትደልዩ ፡ ደረጃ ትምህርቲ ብምምረጽ፡ ኣብ ታሕቲ ዘላ ፎርም ተጠቒምኩም ክትምዝገቡ ይክኣል እዩ
ትምህርቲ ቋንቋ ትግርኛ ደረጃ - ጀመርቲ | Tigrinya Course Level Beginners
ትምህርቲ ቋንቋ ትግርኛ ደረጃ - ጀመርቲ ብዘበናዊ ኣገባብ ዘተዳለወ፡ ብምኩራን መምሃርን ዝወሃብ እዩ። ትምህርቲ ብርሕቀት እዩ። ካብ ምሉእ ዓለም ኣብ ገዛና ኰይንና ክንምሃር ንኽእል ኢና። ትምህርቲ ዝጅምረሉ ዕለት ብምርኣይ፡ ቅድሚ ትምህርቲ ምጅማሩ ክትምዝገቡ፡ ምዝገባ ክፉት እዩ።
ዝያዳ ሓበሬታ | For More Infoትምህርቲ ቋንቋ ትግርኛ ደረጃ - ማእከላይ | Tigrinya Course Level Intermidate
ትምህርቲ ቋንቋ ትግርኛ ደረጃ - ማእከላይ ብዘበናዊ ኣገባብ ዘተዳለወ፡ ብምኩራን መምሃርን ዝወሃብ እዩ። ትምህርቲ ብርሕቀት እዩ። ካብ ምሉእ ዓለም ኣብ ገዛና ኰይንና ክንምሃር ንኽእል ኢና። ትምህርቲ ዝጅምረሉ ዕለት ብምርኣይ፡ ቅድሚ ትምህርቲ ምጅማሩ ክትምዝገቡ፡ ምዝገባ ክፉት እዩ።
ዝያዳ ሓበሬታ | For More Infoትምህርቲ ቋንቋ ትግርኛ ደረጃ - ላዕለዋ | Tigrinya Course Level Advanced
ትምህርቲ ቋንቋ ትግርኛ ደረጃ - ላዕለዋይ ብዘበናዊ ኣገባብ ዘተዳለወ፡ ብምኩራን መምሃርን ዝወሃብ እዩ። ትምህርቲ ብርሕቀት እዩ። ካብ ምሉእ ዓለም ኣብ ገዛና ኰይንና ክንምሃር ንኽእል ኢና። ትምህርቲ ዝጅምረሉ ዕለት ብምርኣይ፡ ቅድሚ ትምህርቲ ምጅማሩ ክትምዝገቡ፡ ምዝገባ ክፉት እዩ።
ዝያዳ ሓበሬታ | For More Info