Description
መጽሓፍ ፎፎብ ብደራሲ መስፍን ገብርሂወት ዝተደርሰት፡ ንቈልዑን መንእሰያትን ተፈታውነት ጦብላሕታን ከትርፉ፡ ትጽቢት ዝግበረሎም፡ መቀረትን ላዛን ዘለዎም፡ 101 ሕሩያት ጽንጽዋያትት ዝሓዘት እያ።
ቈልዑን መንእሰያትን ጥራይ ዘይኰኑ ዋላ ወለድን መምህራንን ምስ ባህርያትን ሕጊ ተፈጥሮን እንስሳታት ክንላለ ኣገዳሲ ስለዝዀነ፡ ናይ ልዕሊ 200 ተኣምረ-እንሳታት ብስእሊ ዝተሰንዩ ሒዛ ትርከብ።
መጽሓፍ ፎፎል ንቘልዑን መንእሰያትን ስነ-ጽሑፋውን ባህላውን ፍልጠቶም ክብ ንምባልን፡ ቋንቋ ትግርኛ ምልከቶም ንምዕዛዝን ዓቢ እጃም ክህልዋ እዩ፡ መጽሓፍ ፎፎል ብምግዛእ ተጠቀምቲ ንኹን።
You may also like
Save CHF 94.00

Kebhna
ስልጠና መጽሓፍ ምጽሓፍ - ደራሲ ምኳን| How to write a book become an Author
Sale priceCHF 95.00
Regular priceCHF 189.00